ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ መምህራንን ምሁራንን ተሳቲፎም።
ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ምርምር እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ሰለሞን ዘሪሁን፥…