ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኮርፖሬሽን ባንኪ ልምዓት መሬት ፌዴራልን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ መሰረተ ልምዓት እቲ ኮርፖሬሽን ናብ ዲጂታል ንኸኣቱ ናይ ምግባርን ልምዓት ሳይቨር…