ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክምስረት ይግባእ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታት ክድረኽ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን።
ኣብ ፕሮግራም ምትእስሳርን ተበፃሕነትን መገዲ ገፀር ከምኡ እውን መሰረተ ልምዓት መገዲ ንምቁፅፃርን…