ኢትዮጵያ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ጉባኤ ከምተኣናግድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ምትእስሳር ንግድን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ከምተተኣናግድ ተገሊፁ፡፡
5ይ ጉባኤ ንግዲ ፓኪስታን- ኣፍሪካን ካብ ቀፃሊ 7 ክሳብ 9 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…