Fana: At a Speed of Life!

ካብ ጎዳጉዲ ኣቃቂ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማይ ሒዙ ዝመፅእ 800 ሚሊ ሊትሮ ዓቢዪ መስመር ማይ ሓደጋ ምስባር ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብበዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ካብ ጎዳጉዲ ኣቃቂ ናብ ከተማ 800 ሚሊ ሊትሮ ማይ ሒዙ ዝመፅእ ዝነበረ ዓቢዪ መስመር ማይ ሓደጋ ምስባር ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ምስባር ትማሊ ምሸት ኣብ ከባቢ ሃይሌ ጋርመንት ቀፅሪ ክፍለ ከተማ ንፋስ…

አኢትዮጵያ ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ሩሲያ ከምትድግፎ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)አኢትዮጵያ ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ መንግስቲ ሩሲያ ከምዝድግፎ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ያቭጋኒ ተርክን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ መንግሰቶም ድሕንነት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምጥንኻር ብዝተፈላለየ መገዲ ሓገዝ…

ስነ ስርዓት ሎተሪ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ሎተሪ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ተይዱ። ኣብ ሻድሻይ ሓፈሻዊ ምርጫ ንክወዳደሩ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝተውሃቦም ፓርቲታት ፖለቲካ ሪጋ ሕትመት ወረቐት መውሃቢ ድምፂ ብዕፃ ተፈሊዩ ዕላዊ ተገይሩ።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ  ንፕሬዚዳንት ጂቡቲ መግለፂ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኢል ኦማር ጊሌ ኣብሃገሮም ኣብ ዝተገበረ ምርጫ ምዕዋቶም ስዒቡ መግለፂ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓወይ…

ፕሬዚዳንት እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ ግዜ ኣብ ምርጫ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ  ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ ግዜ ኣብ ዝተወዳደርሉ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ 98 ሚእታዊት ብምርካብ ተዓዊቶም። መወዳድርቶም ዝነበሩ ዘካርያ ኢስማዒል ፋራህ፥ ድምፆም ካብ ዝሃቡ መረፅቲ ናይ 1 ነጥቢ 59 ካብ ሚኢታዊ ከምዝረኸቡ…

ህዝቢ ትግራይ ንናይ ለውጢ መንግስቲ ዕድል ክህቦ ይግባእ-ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ  ቢ ሲ) ህዝቢ ትግራይ ህይወቱ ንዝልውጥ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዕድል ክህቦ ከምዝግባእ ኣቦወንበር ፓርቲ ሶሻል ዲሞክራቲክን ምክትል ዋና ስራሕ መካየዲ ትካል ኢኒስቲቲዩት ፖሊሲ ፅንዓትን ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ገሊፆም። ፕሮፌሰር በየነ ምስ ትካል ፕረስ…

ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ውሱናት ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ኢንተለጀንስ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፥  እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባዝነብሩ ኢዮም። መንነት ሃፍትን ንብረትን ዘለዎም…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕ ተረባሕቲ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀነሲ ውሕስነት ምግብን ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕን 400 ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ። እቲ ተረባሕቲ ናብ ዝሓሸ ዓውዲ ስራሕ ከምዝተሰጋገሩ ገሊፁ። በዚህም በአካባቢ ጥበቃ ስራ፣ በከተማ ግብርና…

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ 195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሃዋሳ  195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ። ካብቶም ተመረቕቲ እቶም 38 በዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ስፔሻሊቲ ሕክምና ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ  ብዶክተራት ሕክምና ንመበል 12 እዋን…

ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማራ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ  ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ  ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማሩ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ  ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዶም። ንሚኒስትራት ማይ እተን ሃገራት ብወግዒ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…