Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ገምግም ባሕሪ ጅቡቲ ጀልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ስደተኛታት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ሓንቲ ጃልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ሰባት ከም ዝጥሓሉ ትካል ዓለምለኻዊ ፍልሰት (አይ.ኦ.ኤም) ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ትምራሕ ዝነበረት ምዃና ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ኣብ የመን ዘሎ ኲናት ሰጊኦም ናብ…

ኣብ መከፋፈሊ ነዳዲ ዝረኣዩ ሪጋታት ንምትራፍ ይራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣባባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ዝርከቡ መከፋፈሊ ነዳዲ ዝረኣዩ ሪጋታት ንምትራፍ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝርከቡ መከፋፈሊ ነዳዲ እናተፈጠሩ ዝርከቡ ሪጋታት ኣመልኪቱ ምስ በዓል መዚ ምቁፅፃር…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ደቂ ኣንስት ንምርግጋፅ ዘኽእል ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስት ንምርግጋፅ ዘኽእል ናይ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ሂቡ። ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ዝኾና ብዙወርቅ ከተተ፥ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንኹሉ ዛካተተ ንምግባር ብቦርድ መረፃ እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ሽብሩ ማሞ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሽብሩ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ሃቫና ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ናይዚ እዋን ተለዋጢት ኣባል ሃገር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነት ህንዲ ማዱ ሲቲ፣…

ኣብ ቤተ መንግስቲ ቡምባ ዝድርብዩ ኣባላት እናመልመሉ ዝነበሩ ውለቀ ሰባት ክሶም ንኽመሓየሽ ውሳነ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብር 1 ሚሊየን ክንህበኩም ብምባል ኣብ ቤተ መንግስቲ ቡምባ ዝድርብዩ ኣባላት እናመልመሉ ነይሮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ሰለስተ ውለቀ ሰባት ዝቐረበ ክሲ ንኽመሓየሽ ውሳነ ተዋሂቡ። ክሲ ንኽመሓየሽ ብይን ዘሃበ ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ…

303 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)303 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጂዳ ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ስልጠና ይሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንላዕለዎት ፖሊስ መኮንናት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ምውፋር ቅድመ ምኽባር ሰላም ዘድሃበ ስልጠና ይሃብ ኣሎ። ኣብቲ ስልጠና ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዩጋንዳ፣ ኮሞሮስ፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያ፣ ኬኒያን ብሩንዲን ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት…

መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ማሕበረሰብ ትካላት ሲቪል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት እናሰርሑ ዝርከቡ ትካላት ማሕበረሰብ ሲቪል ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ክልላት ደቡብን ሲዳማን ዝርከቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን…

ልዕሊ 800 ጠያይቲ ኣብ ውሽጢ ምሸላ ባሕሪ ሓቢኡ እናዘዋወረ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ልዕሊ 800 ጠያይቲ ኣብ ውሽጢ ምሸላ ባሕሪ ሓቢኡ እናዘዋወረ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። እተን ተወካሊት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ምምሕያሻት ንምሕጋዝ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት ቆራፅነት ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡ ደቂ…