ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 653 ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 292 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 132 ሺሕን 326 ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቕባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም 20ን 21ን ጥሪን ንተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ኩይሐ ብምቅባል ከምዘምህር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ገብረእየሱስ ብርሃነ፥ ኣብ ትግራይ ይውሰድ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ። ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምጅማሩ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እዚ ዓመት ብሄራዊ ሓድነት ብዘጠናኽር መልክዑ ክኽበር – ኢዩ ዶ/ር ሂሩት ካሳው Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እዚ ዓመት ብሄራዊ ሓድነት ብዘጠናኽር መልክዑ ንምኽባር ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ “በዓል ዓወት ዓድዋ መግለፂ ብሄራዊ ሓድነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ንምጅማር እናተሰርሐ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ንምጅማር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ገለፁ፡፡ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያታትን ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልል ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸላ ዞባ ጎንደር ኬላ ፍተሻ ሳንጃ 62 ስራሕ ቱርኪ ሽጉጣት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላ ዞባ ጎንደር ኬላ ፍተሻ ሳንጃ 62 ስራሕ ቱርኪ ሽጉጣት ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቶም ሽጉጣት ዝተትሓዙ ትማሊ ረፋድ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣርማጨሆ ከተማ ሳንጃ ኬላ መቆፃፀሪ ፍተሻ ከምዝኾነ ዋና ሓላፊ መምርሒ ፖሊስን ሚዲያ ኮሙዩኒኬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ትምህርቲ መረፃ ንመሃብ ሕቶ ኣፍልጦ ንዘቕረቡ ሲቪል ማሕበራት ቀዳማይ ዙር ኣፍልጦ ከምዘሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንመረፅቲ ትምህርቲ ዘምህሩ ማሕበራት ኣፍልጦ ንመሃብ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ሲቪል ማሕበራት ምልክታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝገበሮ ሓገዝ፥ 2 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 2 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ጉዳያት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያን ብሩንዲን ራፋኤል ሞራቭ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ፋርማሲዩቲካልን ኣይሲቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግዜኢ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣካቢ ቦርድ ግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት(ግዜኢ) ብምዃን ተሸይሞም። እቲ ሹመት ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብ…