ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ዘንበሮ ክልከላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገምጋም 6 ኣዋርሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መድረኽ ገምጋም መደባት 6 ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጀሚሩ። እቲ መድረኽ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ፀፅታ፣ ኣወሃህባ ሓገዝ ንተመዛበልቲን ምክልኻል ቫይረስኮሮናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ-ባዕሉ ህዝቢ እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ፥ ቀንዲ ዘብዒ ሰላም፣ ደሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ህዝቢ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፃንሒት ኢዩ ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ድምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ንዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ “ደምፅና ንነፃነትናን ሉኣላዊነትናን” በዝብል መሪሕ ቃል ነዝግበር ሰለማዊ ሰልፊ ንግዚኡ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ…
ቢዝነስ ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ፍሪያት ፈተነ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ቁፅሪ ሓደ ፍሪያት ፈተነ ብዕዉት ኩነታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ከምዝምረቕ እውን ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2 ሚሊየን ኩንታል ስኳር ከፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ከካይዶ ዝፀንሐ ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ስሩዕ ኣኼባ “ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ምጥንኻር ንኣፍሪካውያን ዝሓሸ ተበፃሕነት ጥዕናን መድሓኒትን ንምርግጋፅ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኤጀንሲ መድሓኒታት ኣፍሪካ ብዝምልከት ምስ ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 44 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)44 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ፣ ቤሩት ከተማ ሪያድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ ዕልዋ መንግስቲ ማሊ ፕሬዚዳንት መሰጋገሪ መንግስቲ ብምዃን ተሸይሙ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ማሊ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝመርሐ ኮሎኔል ኣሲሚ ጎይታ ፕሬዚዳንት መሰጋጋሪ መንግስቲ እታ ሃገር ክኸውን ሸይሙዎ። ኮሎኔል ጎይታ ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንገዛእ ርእሱ ፕሬዚዳንት ግዚያዊ መንግስቲ ማሊ ከም ዝኾነ ኣዊጁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋኦ ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ምግብን ሕርሻን ሕብረት ኣውሮፓ(ፋኦ) ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ዘኽእል 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ በቲ ሕብረት ዝተገበረ ደገፍ ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዘኽእሉ ኬሚካላት ዝነዝሓ ኣውሮፕላናትን ሄሊኮፕተራትን ንምክራይ…