ስፓርት ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙሁራት ዩኒቨርሲቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ካገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ፅሬትን ግቡእን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝብል ምስ ሙሁራት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፕሮፌሰራት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኒያላ ኢንሹራንስ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኒያላ ኢንሹራንስ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ 26 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ዝተረኸቡ ፍሉጣት ሰባት እቲ ኩባኒያ ንዝፈፀሞ ዕድጊት አመስጊኖም። ኒያላ ኢንሹራንስ አክሲዮን ማህበር ናይ ሐዚ ዕድጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 20 ተዓወትቲ ውድድር ብሩህ ፈጠራ ሓሳብን ንግዲን ሽልማት ተበርኪቱሎም Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ውድድር ብሩህ ምህዞ ሓሳብን ንግዲን 20 ፈጠርቲ ስራሕ ሽልማት ተበርኪቱሎም፡፡ እቲ ውድድር ንግዲን ፈጠራ ሓሳብን፥ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ፋውንዴሽን ማስተር ካርድንን ምስ ዝተፈላለዩ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ስምምዕነት ዩኔስኮ 1970 ብምዃን ተመሪፃ። እቲ መረፃ ኣባል ሃገራት እቲ ስምምዕነት ኣብ ዘካየድኡ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተኻይዱ። ባህላዊ ቅርስታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንከይወፅኡን ንከይኣትዉን ከምኡወን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትርን ፕሬዚዳትን ማሊ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ሞካር ኦዋንን ፕሬዚዳትን እታ ሃገር ባህ ንዳውንን ብወተሃደራዊ ሓይሊ ድሕሪ ምእሳሮም ስልጣኖም ለቒቖም። ብጊዚያዊ ምክትል ፕሬዚዳትን ኣሲሚ ጎይታ ዝምራሕ እቲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሞካር ኦዋንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ። ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ “ማእኸል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሓዳሽ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንዳህስስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካን ዝተሳተፍሉ “ቨርቺዋል” ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…
ቴክኖሎጂ ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት መንግስቲ ህንዲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዝርጋሕ ሓበሬታ ንምቁፅፃር ሓድሽ መምርሒታት ኣተኣታትዩ እዩ። ብመሰረት…
ስፓርት ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን…