ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ንብረት ምዕናውን ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቐነት ክጣየሹ ንምግባርን ዝሰርሕ ጉጅለ ንኽጣየሽ ውሳነ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ።
ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ ዞባ መተከል ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረአ ሞት ዜጋታት፣ ምምዝባልን ምዕናው ንብረት፣ ጠጠው ዝብለሉ ኩነታትን…