ዝረአ ዘሎ ምውሳኽ ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኢዩ-ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ምውሳኹ ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ከመዝኸውን ዘርእይ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም።
እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን ናብ ፅኑዕ ከፍሊ…