ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተኣዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ ስዊድን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ሮበርት ራይድበርግ ዝተመርሐ ክልተኣዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ ስዊድን ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘለዉ ክልተኣዊ ርክባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ንግድብ ህዳሰ ጥንኩር ደጀን ሓይሊ ከምዝኾነ ዳግም ኣረጋጊፁ ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ንግድብ ህዳሰ ጥንኩር ደጀን ሓይሊ ከምዝኾነ ዳግም ከምዘረጋገፀ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር እዚ ዝገለፁ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣብ ዝተሰናድአ መደብ ርኽክብ ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ሕክምና ኢትዮጵያ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ሕክምና ኢትዮጵያ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ሜዲካል ሰርቪስ ዋጋን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒን ካልኦትን ንመሃብ ሰባት ካብ ጎረቤት ኣቲዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪበን Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ዳግም ናብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረባ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ወይዘሮ ኬሪያ ዛሬ የፌዴራል መጀመሪያ ደረጃ ፍርድ ቤት አራዳ ምድብ አንደኛ ጊዜ ቀጠሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት ልዕሊ 102 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት 102 ሺሕን 267 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዝርከብ ዝሓበረ እቲ ቢሮ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቶን ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኣጓዓዒዙ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ሓደ ዝኾነ ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ዝተሰርሖም ስራሕቲ ብሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ተጎብኒዩ። ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንክልተ ዓለም ለኻዊ ጉጅለታት ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኻዊ ሪፕብሊካን ኢንስቲቲዩትታት(IRI)ን ንዓለም ለኻዊ ዴሞክራቲክ ኢንስቲቲዮት(NDI)ን ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ። እቲ ቦርድ፥ ጉጅለ ተዓዘቢ እቶም ትካላት ዘቕረቦ መፅናዕቲ ብምርኣይ ኣፍልጦ ከምዝሃበ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ምትእስሳር ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ተሸላሚ ከምዝገበሮ ተሓቢሩ፡፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ። ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ዓመተ 2021 ኣመራርሓ መናእሰይ (International vision zero for…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ከተማታት ሃረር፣ ኣወዳይና ሃረማያን ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ዘጀመሮ ሞባይል ኢንተርኔት 4ጂ ኣድቫንስድ ኤል ቲ፥ ን67 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ ከምዝገብር ከምዝኾነ…