ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ተኸሲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዳግም ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ከምዝተርኣየ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ግብሪ ሓይሊ ምክልኻል ኣምበጣ በረኻ ዶክተር ኣያሌው ሹመት ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ወረዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሽዱሽተ ዝተዋፈረ 5ይ ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ተዋጋእቲ ሰልጠንቲ መሃንዲሳት ኣመሪቑ። ኣብ ክልተ ምዕራፋት ተኸፊሉ ዝተውሃበ ስልጠና፥ ዝተቐባበሉ ፈንጂታት ምውጋድ፣ ኣብ እዋን ዓጀባ ኮንቦይ ፍተሸ መገዲ ምግባርን ዝተቐባበለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ወናኒ ፉድ ኮምፕሌክስ ኣልቪማ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ብምግባር ብሕታዊ ኤክስፖርተር ፍርያት ፓስታ ምስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ጅቡቲ ኣይተ ዲሬ ዓሊ ተዛቲዮም። እቶም በዓል ሃፍቲ ወናኒ ፉድ ኮምፕሌክስ ኣልቪማ እንትኾኑ፥ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ክልል ሶማሌ ኣብ ናይሮቢ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓላፊ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ጉዳያት ዳያስፖራን ክልል ሶማሌ ኣይተ ኣብዱልሰላም ዩሱፍ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ክልል ሶማሌ ኣብ ናይሮቢ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ኤምባሲ ኢትጵያ ተረኺቡ ኣብ ናይሮቢ ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተመራፂ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሎሚ መዓልቲ ቃለ-መሓላ ክፍፅሙ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ዝተወቱ ጆ ባይደን ሎሚ መዓልቲ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ንምግልጋል ቃለ-መሓላ ክፍፅሙ ኢዮም። ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ካፒቶል ሂል ዝፈጠሩዎ ናዕቢ ስዒቡ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀፃሊ ኩነታት ዓለም ለኸ ስርዓት ትምህርቲ ንምዝታይን ንምትላምን ዝተጣየሸ ኮሚሽን ኣኪበን። ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ምሁራትን ሰብ ሞያታትን ዝሓቐፈ እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ቀፃሊ ዘበናዊን ንኹሉ ዘሓቁፍን ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስከሬን ኣምባሳደር ድምበሩ ኣለሙ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣስከሬን ኣምባሳደር ድምበሩ ኣለሙ ካብ ዱባይ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ። ኣምባሳደር ድምበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ዲፕሎማሰኛ ኮይኖም እናገልገሉ እንተለዉ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ፀኒሖም 9 ጥሪ 2013 ዓ.ም ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስን ሕብረተሰብን ብሓባር እንተሰሪሖም ዘይወፅኡዎ ፀገም የለን – ፖሊስ ፌዴራል Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ካብ ዘመዝገበቶም ዘይድህሰሱ ወከልቲ ሓድጊታት ሓደ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ብምትሕብባር ከምዝሰርሐ እውን እቲ ኮሚሽን ገሊፁ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 181 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 181 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 131 ሺሕን 727 ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ ይቐርብ ኣሎ-ሚኑስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ግሕሪ ምዝዛሙ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ተረባሕቲ ሃነፅቲ ምግብታትን ኣቕርቦት ሕክምናን ክበፅሖም ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሰላም፥ ሰብኣዊ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ህፁፅ ግዘ …