ማረት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ንዝርከቡ 80 ሽሕ ተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለን ሽረእንዳስላሰን ንዝርከቡ 80 ሺሕ ተመዛበልቲ ዝውዕል ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቕረበት ኣፍሊጣ።
እታ ማሕበር ኣብ ትግራይ ብዘሎ ኩነታት ምኽንያት በቢመዓልቲ ናተን ከተማታት ተመዛበልቲ እናኣተዉ ከምዝርከቡ ገሊፃ።…