ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ሎሚ መዓልቲ ዝቐረቡ ቁልፊ ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መንጎ ዝነበሩ ኣይተ ስብሓት ነጋን ወይዘሮ ኬሪያ…