ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድኻምን ሓድነታ ንምንጋዕን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣካል ዝህቀን ትንኮሳን ፅዕንቶን ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ አጽቀስላሴ ተዛሪቦም።
ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ፥…