እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብኹለመዳይ ዓውዲታት ክብ ምባል ትደሊ ኢያ-ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል ኦፊር አኩኒስ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕ…