ህዝበ ውሳነ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ተኣማኒን ናፃን ንክኸውን ናይቲ ህዝበ ውሳነ ኣተሓባበርቲ ሓላፊነት ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝበ ውሳነ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ተኣማኒ፣ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ሰላማዊን ብህዝቢ ዝእመንን ንክኸውን ናይቲ ህዝበ ውሳነ ኣተሓባበር ፕሮጀከት ቤት ፅሕፈት ሓላፊነት ኢዩ ተባሂሉ።
ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣተሓባበርቲን ሰብ ሞያን ኣብ ከተማ…