ቦርድ መረፃ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ።
ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ድማ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣብ ፖለቲካን መረፃን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ…