ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡…