ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለይ ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ኣይተ ሃይለማርያም ምሰ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልባኪር ማያርዲት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እው ሓበራዊ ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ናፅነት ዓፋር ብምጥቃም ናብ ጂቡቲ ንምስጋር ዝተወጠነ ትልሚ ፈሺሉ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሰራዊት ምክልኻልን ክልል ዓፋርን ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ እቲ ጁናት ዓወት ብምሕፋስ ምኽኣሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። ህወሓት ንመፈፀሚ ናይ ጥፍኣት ዕላምኡ ልዕሊ ሓደ ዓመት…
ኮሮናቫይረስ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ 19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ 92 ሃገራት ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ኣተሓባባሪት ኮይነን ንክሰርሓ ተሓሪየን። እቲ ጉጅለ ምንቅስቓስ ብውድብ ጥዕና ዓለምን ምትሕብባር ክታበትን ዝምራሕ እንትኸውን፥ ክታበት ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ እናፈፀመ ዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝተጠናኸረ ስጉም አናተወሰደሉ ከምዝርከብ ኣብቲ ዞባ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ዘለዉ ፀገማ ካብ ሱሮም ንምፍታሕ ናይ ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄዎችን ናብ መቐለ ኣቲዮም። እቶም ኣባ ገዳታትን ሃዳ ሲንቄታትን ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንብረት ትራንስ ኢትዮጵያ ዝኾና ኣብ ጅቡቲ ደው ኢለን ናይ ዝነበራ 179 ከበድቲ ተሸከርከርቲ መፍቱሓት ተመለስቲ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ተወካሊ ኩባኒያ ትራንስ ኢትዮጵያ ካብ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ጅቡቲ ናይቲ ኩባኒያ ንብረት ናይ ዝኾና 179 ተሸከርከርቲ መፍትሓት ተረኪቦም። ካብ ሞንጎ ዝተኣገዱ ትካላት ሓደ ዝኾነ ኩባኒያ ትራንስ ንብረት ዝኾና ንስራሕ ናብ ጅቡቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሓበሬታ ከምዝገለፁዎ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ዝነበሩ ሊንግሰን ቤሌካንያማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ትማሊ ህይወቶም ዝሓለፉ ሚኒስትር ትራንስፖርት ማላዊ ሲዲክ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት መድሓኒትን መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ንምንካይ ዝምልከቶም ኣካላት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተደንገገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅሙኡ ዝምርምር ቦርድ ኣብ ካልኣይ ዙር ትዕዝብቲ መስክ ዝተረኸቡ ውፅታት ኣመልኪቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዩ። እቲ መርማሪ ቦርድ ዝገበሮ ዘተ ። ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ከምኡ እውን ምስ ቀዋሚ…