ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን -ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ ገሊፆም።
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ሜጀር ጄኔራል ሙሉጌታ ቡሊ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 265 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ…