ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ይወስኽእ ምበር ቁፅሪ ተጠቀምቲ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምንካዩ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእ ዝዓለመ…