ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣጣዬ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ካብ መንጎ ዝነበሩ እቶም 21 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብቲ ከባቢ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ።
ኣተሓባባሪ እቲ ግብረ ሓይሊ ሌተናል ጄኔራል ደስታ ኣቢቼ፥ ኣብቲ ከባቢ ሰላምን ምርግጋዕን…