ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ÷ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳና 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዲቫይን ዋቹኩዋ ብዘመዝገባ ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ እስራኤል ምትሕብባርና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ እስራኤል መዘነኦም ተዛትዮም mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ብልዑል ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ተመሪሖም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌዲዮን ሳር ዘትዮም፡፡ ክልቲኦም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ብዝበለፀ…
ስፓርት ኣዳማ ከተማን መቐለ 70 እንደርታን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ምስ መቐለ 70 እንደርታ ዘካየድኦ ፀዋታ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተዛዚሙ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን እንትቕፅል÷ ሰዓት 12፡00 ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ዝተማልአ ልኡላውነትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር "ብሩህ ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ…
ቢዝነስ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ፓኪስታንን ኣፍሪካን ልምዓት ንግዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን(TDAP) ሚኒስቴር ንግዲ ፓኪስታንን ምስ ክፍሊ ንግዲ ኤምባሲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር 5ይ ጉባኤ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን ኣፍሪካን (PATDC)ን ፍርያት ፓኪስታ ኢግዚቢሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም…
ስፓርት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ካብ ናይ ቁልዕነት ክለቡ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ስፖርት ካብ ናይ ቁልዕነት ክለብ ሊቨርፑል ክወፅእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝጠቕዖ÷ ባዕሉ ኣብ ሓዱሽ ክለብን ኣብ ካልእ ቦታን ክፍትን ብምድላዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ (ሊያንዩንጋንግ) ኣባል ቦርድ ዳይሬክተራት ምምራፃ ይፍለጥ፡፡ ኮሚሽነር ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳእ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳ ዘመኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ ክብሉ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ዘፈር ርኽብ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ "ድሕሪ ሓቂ ዘበን ብሓቅን ፍልጠትን" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም mizan mekonen May 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኘሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣራት ኪሎ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ እቲ በዓል ፕሬዚዳንት ታዬ ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። ኣብቲ በዓል ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል፣…