ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም። ማቲያስ ኩንሃ ንማንቼሰተር ዩናይትድ፣ ኣሮንሰን ድማ ንሊድስ ዩናይትድ ሸቶታት ኣቑፂሮም። ሰዓት 12 ኒውካስል ዩናይትድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብቲ ቤት ዕዮ ዑደት ምክያዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒሰተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ቤት ዕዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት ኡሎም ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ። ማእኸል እቲ እዚ ንኣዋረሕ ዘሰልጠኖም መዐቀኒታት መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ኣመሪቑ።…
ቢዝነስ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ኢዩ Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ብምዃን ተኻቲቱ። ኮንስትራክሽን ብሪፊንግ ዝተብሃለ ድረ ገፅ ናይቲ ፕሮጀክት ሀንፀቱ ወፃኢ፣ ዘተኣናግደሉ ቁፅሪ በረራን ተርሚናል በረራን መዐቀኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሃመድ ኢድሪስ። ሚኒስቴር ሰላም “ሰላማዊ መንቅስቓስ ፖለቲካ ንሰላማዊ ምርጫ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ሓበራዊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ዓቕምና ንምዕባይ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ጉዳይ ህልውና እናኾነ ብምምፅኡ ኣብቲ ዓውዲ ቕምና ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ‘ልዕልና ኤሌክትሮማግኔቲክ ስፔክትረም ንሉኣላዊነት ሃገር’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት … Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 2018 ልዕሊ 5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ተካእቲ ፍርያታት ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሓበሬታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ የመላኽት። ኢንቨስትመንትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ማእኸል ምዕባለ እታ ሃገር ንምግባር ብትኹረት…
ስፓርት ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ታሕሣሥ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ሎሚ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተወደበ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉ ዘሰናደአን ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ንተዓወትቲ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መበል 130 ዓመት ክብረ በዓሉን ብምምልካት ዘሰናደአን ክልተ ዘበናዊ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ሽልማታት ተዓወትቲ ንዝኾኑ ዓማዊሉ ኣረኪቡ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ተወሳኺ ሽዱሽተ ዘበናዊ መኻይን ዕፃ ሽልማት ናይ…