Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽምልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ሃገራት ለበዳ ንምክልኻል ዝሕግዝ ምትሕብባር ንኽጣየሽ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራት ድሕሪ ሕዚ ክለዓል ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ንምክልኻል ዝሕግዝ ስምምዕነት ምትሕብባር ንኽጣየሽ ፃውዒት ኣቕሪበን። መራሂተ መንግስቲ ጀርመን ኣንጌላ ሜርክል፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰንን ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ሓዊሱ…

ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ንዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኮትዲቧ ክትራኸብ ኢያ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀዋታ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትውሰነሉ…

ጃፓናዊ ኩባነያ ማሩያማ ኮሙቴን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት ክዋፈር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ህንፀት ዝተዋፈረ ጃፓናዊ ኩባነያ ማሩያማ ኮሙቴን ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ክዋፈር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ምስ ኣቦ መንበር እቲ ኩባኒያ ታዪዞ ያማሞቶ ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ካሳ ተክለብርሃን፥…

306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)306 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ ቻይና ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ 300 ሺሕ ሲኖፋርማ ክታበት ኮቪድ 19 ካብ መንግስቲ ቻይና ተረኪባ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣሆ ዢያን፥ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ኣብ ዝተጠቕዓትሉ እዋን ቻይና ሕውነታዊ ደገፋ ዘረጋገፀት ፅንዕቲ ሃገር ኢያ ኢሎም። ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሳንፍራንሲስኮ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሰልፊ ኣካይዶም ። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ጁንታ ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ሃገርን ናይ ሕሶት ፕሮፖጋንዳን ዝዝርግሑ ሚዲያታት ዝኹንን ሰልፊ እዮም ኣካይዶም።…

ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 37 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቁፅሪ ምስዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ናይ 5 ሚሊየን ወሰኽ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ካብዚ ውሽጢ እቶም 7 ሚሊየንን 32 ሺሕን…

ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዲሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኮን ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣማኻሪ ስራሕቲ ቢዝነስ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ዘተ ብቐንዱ ትክብ…

ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 20 መፃሕፍቲ ንአዳንባብያን ዘበርከቱን ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣባል ክብሪ ዕድመ ልክዕ ማሕበር ደራሲያን ኢትዮጵያ ደራሲን ተርጓሚን ኣማረ ማሞ ብዝሓደሮም ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ…