ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ8100 ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብሓፂር መልእኽልቲ ሞባይል 8100 ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሚዩኒኬሽን ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም። እቲ ዝተውሃበ መግለፂ ስዒቡ “ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፌዴሬሽን ክወሃዱ ኢዮም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት ኒጀር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኒጀር ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ። እቲ ተዂሲ ን30 ደቓይቕ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ተዅሲ ዕልዋ መንግስቲ ክኸወን ከምዝኽእል ማዕኸናት ዓለም ይፅብፅባ ኣለዋ። እታ ሃገር ኣብ ቀረባ እዋን ምርጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣኻይዱ። ኣብ እዋን እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ እታ ከተማ መልካኣ ምድራዊ ኣቀማምጣ ብምጥቃም ማእኸል ኢንዱስትሪ፣ ደረቕ ወደብን ንግዲ ንምግባር እቲ ፓርቲ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምህርቲ ብርሃን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምዘና ትምርቲ ብርሃን ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጅነር ጌታሁን መኩሪያ፥ መናእሰይን ዓበይቲን በፍልጠት ዝማዕበሉ ብምግባር መሃይምነት ምቕናስ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። እቲ መርሃ ግብሪ፥ መናእሰይን ዓበይቲን ናይ…
ጥዕና ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል? Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ (ስሊፕ ኣፕኖያ) ሰባት ምስ ደቀሱ እቲ ላዕለዋይ ትቦ ኣየር ብምሉእ ወይ ብኽፋል ክዕፀው እንከሎ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተመራመርቲ ይገልፁ። ብፍላይ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣ ዓብዪ ክሳድ ወይ ሓናት ዘለዎም ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፥ ክልልናን ሃገርናን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምዕራፍ ሽግግር ለውጢ ብዘተኣማምን ኩነታት መሬት ንምትሓዝ እናሰርሐ የርከብ ክብል ገሊፁ። ይኹን እንበር ነቲ ለውጢ ዝተቓወሙ ሓይሊታት ብሙሉእ ዓቕሞም ንተግባር…
ቢዝነስ ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም። ኢዜማ፣ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ፣ መኢአድ፣ ፓርቲ ህዳሴ፣ ዴሞክራሲያዊ ህብረት ኢትዮጵያ፣ ፓርቲ ኣዲስ ትውልድን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክሊ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ምርጫ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። እቲ ኣብ መድረኽ ሓዱስ ወግዒ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ሰላምን ደሕንነትን ኣብ እዋን ምርጫ ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እስክንድር…