ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 299 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)299 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንጂነር ወርቁ ጋችናን ዋና ፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፅረት ኦ ዓይነት ደም ከምዘጋጠመ ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መኽዚን እቲ ኣገልግሎት ኦ ዓይነት ደም ዝርከብ መጠን ንሸውዓተ መዓልቲ ጥራሕ ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ ድማ ኦ ዓይነት ደም ዘለዎም…
ስፓርት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ሃረር ኣምሪሐን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሃረር ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ኢዩ- ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ምስ መናእሰይ ኣብ ዝገበርኡ መድረኽ ዘተ፥ መንእሰይ ብፃዕሩ ዘምፅኦ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መንግስቲን ህዝብን እቲ ክልል ኣብ ቀዳማይ ዙር ካብ ዝገበሮ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሽዱሽተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ምዕናዉ ኮሚሽን ባርዕ ሓዊን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ልዑል ርብርብ ልዕሊ ብር 800 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ “ሰፖርት ዩኒቨርስቲ ዓለም ንምቕያር” ብዝብል መሪሕ ቓል ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ሜትሮ ፖሊታንት ኮተቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን እዋን ቆፀሮ ጉዳዮም ዝተመልከቱ ዳይና ሚዛናዊ ኮይኖም ጉዳይና ስለዘይሪኡልና ካብ መዝገብና ይለዓሉልና ክብሉ መመልከቲ…