ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።
እቲ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዘጋጠመ ቅልውላው…