በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ልደት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርከብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝተፈለላዩ ከባቢታት እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ…