Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር  ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። በዓል ዒድ…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልና ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽልቲ፥ ሀዝበ ሙስሊም ወርሒ ሙሉእ…

ኣምባሳደር ሂሩት ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ መልእኽተና ቤልጂየም፣ ብራስለስን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሂሩት ዘመነ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ኣቕሪበን። እዋና ዊኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበራ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፆመ ሮሞዳን ብሰዓብቲ እምነት እስምና ፍሉይ…

ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ብመሰረት እዚ እቶም ፕሬዚዳነት ንዝቕፅሉ 6 ዓማውቲ ሃገሮም ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ ኢዮም። ሙሴቬኒ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርጫ ምዕዋቶም ይዝከር። ፕሬዚዳነት ሳህለ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ናይ ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ንመበል 1 ሺሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። “እቲ በዓል እንትነኽበር ናይ ምትሕግጋዝን ሓቢርካ ናይ ምንባርን ክብሪታት ብዝበለፀ…

ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 110 ዓመት ኣብ ሃረሪ ቆንስላ ቱርኪ ዝነበረ ማእኸል ባህሊ ቱርኪ ብምዃን ተኸፊቱ። እቲ ማእኸል ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራቅ ኣልፕ መሪቖም ዝኸፈተዎ እንትኾኑ፥ እቲ ህንፃ ቱርኪ ትሕቲ ሰሃራ ምስ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ ዝነበራ ርክብ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኡጋንዳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳነት ናብ ኡጋንዳ ዘምርሓ ኣብ ዕለተ ሹመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ካጉታ ሙሴቪኒ ንምርካብ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…