ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ኣቀባብላ…