Fana: At a Speed of Life!

ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፃኣ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃንጋሪ ካብ ዓለም ለኸ ኣባልነት ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (አይሲሲ) ምውፅኣ ኣፍሊጣ፡፡ ሃንጋሪ ካብ ኣባልነት ኣይሲሲ ናይ ምውፃእ ውሳነ ዘሕለፈት በቲ ትካል ትእዛዝ እስራት ዝወፀሎም ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ናታኒያሁ ኣብታ ሃገር ዕላዊ…

ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት “ጁገል ግንብ” ነቲ ታሪካዊ ቅርሲ ብዝበለፀ ፅባቐ ከምዝፈጠረሉ ነበርቲ ከተማ ሃረር ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥ “ጁገል ግንብ” ሕድሳት ከይተገበረሉ ቡዙሕ ዓማውቲ ዝለዘቑፀረ ፅባቐኡ ፈዚዙ ነይሩ ኢሎም። ይኹን እንበር…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ወተሃደራዊ ብርሸሎቆ መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሃመድ ተሰማ፥ ውፅኢታዊ ግዳጃት ምክልኻል ሓይሊ ንክዋፃእ ንምኽኣል ኩለ መዳይ ተግባራት…

ኣብ ምድላው ፎረም ጣና ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንፎረም ጣና ዝግበር ዘሎ ምድላው ዝጠመተ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ መንግስቲ እቲ ክልል ነቲ ፎረም ዝገበሮ ምድላውን መሰረተ ልምዓት…

ፋሲል ከነማ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 23 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ-ግራት 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ንፋሲል ከነማ ናይ ዓወት ሸቶታት ዘቑፀሩ ጌታነህ ከበደን ሸምሰዲን መሓመድን እዮም፡፡…

ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ -ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊሲ ንግዲ ኢትዮጵያ ተገማቲ ስርዓት ንግዲ ብምፍጣር ዓለም ለኸ ተወዳዳሪነት ማሕበረሰብ ንግዲ ዘዕቢ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ንግዲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርኢ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ጉዕዞ ለውጢ ዘርእይ ኢግዚብሽን ተኸፊቱ። ኣብቲ ኤግዚብሽን ሚኒስትር ግልጋሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ አብድርሕማን ሓዎሱ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማካው ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከተማ ማካው ሎሚ ፈላማይ በረራ ካርጎ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማካው ኣብ ዘጀመሮ ስነስርዓት ኣገልግሎት ካርጎ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ተረኺቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ናይቲ…

ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስፖርት ጅምናስቲክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ ፋይናንስን እታዎት ጅምናስቲክ ስፖርትን ከምዝገብር ዓለም ለኸ ፌዴሬሽ ጅምናስቲክ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ጂምናስቲክ ሞሪናሬ ዋታናቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ…

ተረባሕነት ዓውዲ ቱሪዝም ንምርግጋፅ ነዚ ዘመን ዝምጥን ማዕቐፍ ፖሊሲ የድሊ-ሰለማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ቱሪዝም ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም። ሰላማዊት ካሳ፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት…