ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መን ኢዩ ምሁር?” Desta Jan 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ዘቲዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓርከይ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ንሓዱሽ ዓመት 2026 ዓ.ም.ፈ!--more-->…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት… Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…
ስፓርት ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም። ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስን ኢዩ – ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስንን ኩሉ ብሓባር ፀኒዑ ጠጠው ዝብለሉን ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኢዩ ኢሎም። ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይ ወደብ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ሓሳብ ብተግባር ዝገለፀ ስምምዕነት Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ናይ ምሃብ ኣጀንዳ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካ ሳይንስ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ መብፅሒት ቱሪዝም ቡን ምዃና ንምርኣይ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ… Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ቱሪዝም ቡን ብዝምልከት ንሸብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ነርሃ ግብሪ መዕበዪ ግንዛበ እናካየደ ይርከብ። እቲ መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዓረቢካ ቡን ዝርከበላ ሃገር ከምዝኾነት ብምጉላህን ቡን ምስ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ዘለዎ ልዑል ምትእስሳር…
ስፓርት ማርቲን ኦዴጋርድ… Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡ ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ…