ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዝሰየሞም ሰብ ሞያታት ዘቕረቡዎ ረቂቕ ሰነድ ኢትዮጵያን ሱዳንን እንትቕበለኦ ግብፂ እንተይተቐበለቶ ተሪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዝሰየሞም ሰብ ሞያታት ዘቕረቡዎ ረቂቕ ሰነድ ኢትዮጵያን ሱዳንን እንትቕበለኦ ግብፂ እንተይተቐበለቶ ተሪፋ።
ትማሊ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ አዝተሳለጠ ሰለስተኣዊ ድርድር…