ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሕቡራት ኤመሬትስ ዓረብ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም።
ኣይተ ደመረ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…