ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ተዛዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህልዎም ምትሕብባር ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ተዛዮም።
እቲ ዘተ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2ዐ21- 2ዐ27 ኢትዮጵያን እቲ ሕብረትን ብዛዕባ ዝህልወን ምትሕብባር ኣመልኪቱ ዝተሰናድአ ሰነድ ኢዩ።…