ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ኣምባሳደራ ካብ ዋሽንግተን ስሒባ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርክና ኣሜሪካን ሩስያን ናብ ግጉይ መገዲ ብምብፅሑ፥ መንግስቲ ሩስያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበረ ኣምባሳደሩ ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ ናብ ሞስኮ ክምለስ ከምዝፀውዐ ኣፍሊጡ። ሩስያ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበረ ኣምባሳደራ ዝሰሓበት፥ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቭላድሚር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 30 ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ጎንደር ዞን ወረዳ ታሕታይ ኣርማጭሆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ 30 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። መነሻውን ከጎንደር ከተማ ምዕራብ አርማጭሆ ወረዳ አብራሃጅራ ከተማ ባደረገ አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ ሸራ በማልበስ ወደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባልደራስን ኣብንን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ(ባልደራስ)ን ብሄራዊ ምንቅስቓስ ፓርቲ ኣምሓራ(ኣብን)ን ምትሕብባር ፖለቲካ ብምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። እቶም ፓርቲታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ካብ ፅንፈኛ ሓይሊታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፍርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትካላት ትካላት ፅርየት ዘለዎ ፈርያትን ኣገልግሎትን ምቕራብ ከምዝግባእ ተዛሪበን። እተን ፕሬዚዳን ምስ ኣባላት ቦርድ ትካል ፅርየት ህያብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ትካል ይገብሮም ብዛዕባ ዘለዉ…
ኮሮናቫይረስ ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ብሕማም ቫይረስኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ከምዝኾን ሓለፍቲ ማእኸላት ሕክምና ኮሮና ተዛሪቦም። ካብ ሕፅረት መሳርሒታት ሓሊፉ ድማ ዘለዉ መለዋወጢ ኣቑሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብሓደ ሓደ ኣካላት መውፃእቲን ኣፈፀምቲን ሕጊ ኣሜሪካ ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም። ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገበሩዎ ሰልፊ፥ ጉጅለ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡ ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ኣብ መበል 61 ዓመቶም ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ዳሬሰላም ዝርከብ ሆስፒታል ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ኢዩ ህይወቶም ሓሊፉ ዘሎ። ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዘፍለጡ ምክትል…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ 3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ 4…