ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ መኣዲ ንሃገር ዝኣተውዎ ቃል ተግባራዊ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ መኣዲ ንሃገር ዝኣተውዎ ቃል ተግባራዊ ይገብሩ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፦ ኣዳማ ቆርቆሮን ሚስማር ፋብሪካን - 10 ሚሊየን ብር ላየንስ ግሩፕ - 5 ሚሊየን ብር በላይነህ ክንዴ - 10 ሚሊየን ብር ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ራይዚንግ ኢትዮጵያ” ብዝብል ሃሽ ታግ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቱሪዝም ኢትዮጵያን ምስ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተሰሓሓቱ ናይ መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኦክስፎርድ ዝፈረየ ክታበት ኣስትራዘኔካ ኣብ ብሪታንያ ኣብ ተግባር ንክውዕል ዘኽእል ፈቓድ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦክስፎርድ ዝማዕበለ ኣስትራዘኔካ ዝተሰመየ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ብሪታንያ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ንክውዕል ፍቓድ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። ብሪታንያ ካብዚ ክታበት 100 ሚልየን ብልቃጥ ኣቐዲማ ኣዚዛ ኣላ፤ እዚ ኸኣ ን50 ሚልየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ-ቀ/ሚ/ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዘኽእላ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካዛንችስ ኣብ ዝርከብ ካምፕን መጥቃዕቲ ከብፅሑ ሃቂኖም ኢዮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ናብ… Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካዛንችስ ኣብ ዝርከብ ካምፕን መጥቃዕቲ ከብፅሑ ሃቂኖም ኢዮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ናብ ቤት ፈርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ሻለቃ እብዩ ገብረ መድህን፣ ሌተናል ኮሎኔል አስረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ከምዝበሎ፥ 34 ኣፅዋራትን ብዙሓት ጠያይቲን እውን ተታሒዞም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ዓለሙ ታደሰ፥ ኣካላት ፀፅታ እቲ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝፈፀሞ ግዳጅ ውፅኢታዊ ነይሩ- ሜጀር ጄኔራል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እዚታትን ካልኦት ኣሃዱታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምውዳድ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝፈፀሞ ግዳጅ ውፅኢታዊ ነይሩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ሜጀር ጄኔራል ብርሃኑ ወርቁ ኣፍሊጦም። እቲ ሓይሊ በፍላይ ኣብ ግንባራት…
ቴክኖሎጂ ብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስ፣ አራዳን ኮልፌ ቀራኒዮን ብብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ምስ ሰብኣዊ መሰል ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ስዒቡ ንምፍፃም ዘኽእል ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ ብር ዳግም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ/ኖት ብር ዳግም ተጀሚሩ። እቲ ምቕያር ባጤራ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ካብ ሎሚ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ን14 መዓልታት ከምዝካየድ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መንግስቲ ኣብቲ ክልል…