6ይ ሃገራዊ መረፃ ውፅኢታዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ" ብዝብል ርእሲ ምስ መዳርግቲ ኣአካላት መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ወርቅነሽ ብሩ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ተካይዶ መረፃ ተኣማኒ፣ ግልፂን…