Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ዲጂታል ፍልጠት ክህልዎም ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን "ጉዕዞ ጥዕና ናብ እምባ ኪቢቃሎ" ብዝብል ንመናእሰይ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣፋሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ምፈላጥ፥ ኣብ እምባ ከተማ ወልዲያ ብዝተገበረ ጉዕዞ ዝተሳተፉ መናእሰይ ዝተኻየደ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር…

ቀ/ሚ ኣቢይ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ንሕጋዊነት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣፍልጦ ምሃቦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣባል ሃገራ ኢጋድ ኣብ ትግራይ ክልል ዝነበረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ስለዝተረድኡን ኣፍልጦ ምሃቦምን ምስጋና ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ “እተን ኣባል ሃገራት ንኢትዮጵያ ንምሕጋዝ…

ተወሰኽቲ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 827 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም

አዲስ አበባ ፣ ታህሳስ 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5ሺሕን 373 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 457 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 119 ሺሕን 951 በፂሑ። ብኻእ…

ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ሃዲያ ሆሳእና ካብ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ንኽትወስድ ዘኽአለት ሽቶ ዳዋ ሆቴሳ ኣብ መበል 90 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።…

ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ካብ ቤት ህንፀት ብምልቃቕ ንዘረፋ ዘዋፈሮም ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፋንታ፥ ሎሚ መዓልቲ…

መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ህፁፅ ጉባኤ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ሃገራት ሱዳን፣ ኬንያ ፣ ሶማሊያ፣ ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን እናተሳተፉ ይርከቡ።…

ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም

ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምከክልኻል ፌዴሪኢ ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ዝተሓብኡሉ ቦታ ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሩ።…

ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ድሕሪ መስጊድ ስልጤ ብዝተፈንጀረ ቡምባ ህይት ሰባት ሓሊፉ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ከባቢ ድሕሪ መስጊድ ስልጤ ብዝተፈንጀረ ቡምባ ህይት ሰባት ምሕላፉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት ክልተን ፈረቓን ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንልምዓት ብዝፈረሰ ክቲ ቦታ ብዘይተፈለጡ…

መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኬንያ ፣ ሶማሊያን ጅቡቲን ሓበራዊ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 38 ህፁፅ ኣኼባ መራሕቲ ኢጋድ ንምስታፍ ኣብ ጅቡቲ ይርከቡ። ዶክተር ኣቢይ ኣብዚ እዋን፥ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ሕድሕዳዊ ዘተ ገይሮም ኢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ሕድሕዳዊ ዘተ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ። ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ። እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን…