ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ገሊፀን። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ራቻድ ቢሎንስ ተዛቲዮም። ኣይተ ታገሰ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ስፓርት ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ክመርሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ከምዝመርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ብዳኝነት ኩዕሶ እግሪ ቶኪዮ ኦሎምፒክ በቲ ዋና ዳይና ከትውከል ኢያ ኢሉ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቻይና ምስ ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉሁ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝገለፁ ተባሂሉ። መነገስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ሓሳብ ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሓሳብ ኣቕሪባ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ዋናዋና ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ሰሙናዊ መግለፂ…
ስፓርት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ “ሀ” እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ መከላከያ፥ ኣብ ዘበነ 2014 ዓ.ም ሪሜርሊግ ተሳትፎኣ ዘረጋገፀትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምውፃእ ትካላዊ ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትካላዊ ሪፎርም ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናተዛተየ ይርከብ፡፡ ሃገራዊ ሓድነትን ዘላቒ ሰላምን ምህናፅ፣ ውፅኢታዊ…