ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ይከፋፈሉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዑልፀገም ጥዕና ከስዕቡ ዝኽእሉ ኣፋውስ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈሉ ምዃኖም በዓል መዚ ምቁፅፃር ኣፋውስን ምግቢን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሪት ሄራን ገርባ፥ ሕብረተሰብ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ፍርያታት ኣፋውስ ፅሬቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወ/ሮ ፅዮን ተኽሉ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ተዛቲየን። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብኣባል ሊቀጳጳስ ቅዱስ ሲኖዶስ ሰሜን ካሊፎርኒያ ኔቫዳና ኣሪዞና ሀገረ ስብከት ብፁእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ የከፋፍል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ልዕሊ ብር 134 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና እናከፋፈለ ምዃኑ ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ጨንፈርኣይተ ኣለማየሁ ገብረማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኽረምታዊ ሕርሻ ዝውዕል 9 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፍርያታውነት ዘፈር ሕርሻ ንምሕጋዝ ብር 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ከምዝመደበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ምዝገባ መረፃ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ክሳብ 26 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ቦርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ፋና ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣለልኝ አድማሱ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ዑደት ገይሮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ ትካል ተዘዋዊሮም ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሲ ዳምጠው ገለፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ደንጉዩ ዝተጀመረ ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 432 ጣቢያታት ምዝገባ እናተኻየደ ከምዝኾነ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ዓፋር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጣሃ ዓሊ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራኸቢ ሓፋሽ ኢንተርኔት ኣብ ውሽጢ ማዕቐፍ ሕጊን ስርዓትን ኮይኖም ኣብ ዝግዝኡሉ ረቂቕ መምርሒ ዘድሃበ ልዝብ ኣብ ሞንጎ በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን መዳርግቲ ኣካላትን ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ረቂቕ መምርሒ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት እድሪስ ዴቢ ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ኣብ እዋን ኲናት ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳናት ዝተሰምዐ ምስ ዓመፅቲ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረ ውግእ ብዝተፈነወሎም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምቑሳሎም ኢዩ፡፡ ኣብ ሃገረ ቻድ…
ቴክኖሎጂ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መተግበሪ ኣወሃህባ ግልጋሎት ዝተሳለጠ ብምግባር ኣሽከርከርቲ ካብ ምንግልታዕ ዘድሕን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ጅሬኛ…