ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘለዉ ዝይምስማዓት ክፍትሑ ዘለዎም ብድርድር ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ
አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 5፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናሃነፀቶ ኣብ ትርከብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝረኣዩ ዘይምስማዓት ብምዝርራብ ጥራሕ ክፍትሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ግብፂ መዘነኦም ሳሜህ ሹክሪ ትማሊ…