ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ልውውጥ ልምዲ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ እወንታዊ ውፅኢት ኣተኣኻኽባ እቶት ልውውጥ ልምዲ ኣካይደን። ብኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣተገባብራ ካሽ ሬጂስተር ዘሎ ልምዲ ንምውሳድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ ነዚ ዝበሉ ሸሞንተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣውሮፓ ዝሓቖፈ ጥምረት/ኣሊያንስ 2015 ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ሞኤቲ ሺዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን እትገብሮ ዘላ ፃዕሪን ኣብ ኣፍሪካ ከትባት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ነዚ ንምፍፃም ኤ.ኤች.ሲ ምስ ዝበሃል ኣማኻሪ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣሳጢሓ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ኢጋድ ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣብ ዘሳጥሕ ተግባር ምውፋር ዘሕዝን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሱዳን ኣቦ መንበር ኢጋድ እኳ እንተኾነት መሬት ኢትዮጵያ ወሪራ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ዓቃቤ ሕጊ ትማሊ ካብ ዘቕረቦም 11 ምስክራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ። እቲ ትካል ልምዓት እታዎት ኣቕራብን ደላዪን ንምርኻብ ትኹረት ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ክሳብ ሐዚ ዘሎ ከይዲ ምርጫን ብፍላይ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብዝምልከትን ዘጋጠሙ ኩነታትን ብዝምለከት ትኩረት ከምዝገበረ ተሓቢሩ። ንምርጫ ኣድለይቲ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ተመዝጊቦም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ከመዝተመዝገቡ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ ተረባሕቲ ዝመፅኡ ሕቶታት ምኽኒያት ብምግባር እቲ ምዝገባ ንተወሳኺ 10 መዓልታት ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ የመን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝዓለመ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢሚግሬሽን ኤጀንሲ ወሳኒ ኹነትን…