ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኣይተ ሙሉ ካሳ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ን3 ሚሊየን 165 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ሙሉ ካሳ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ሰብኣዊ ቀውሲ ንብዙሓት ወገናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኩለን ክልላት ንኽኽበር እናተሰርሐ ዝፀንሐ ስራዕ ዕዉት ከምዝነበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣከባብራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቱ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። እቲ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ናይዚ ዓመት በዓል ኣከባብራ ዓወት ዓድዋ ፍሉይ ዝገብሮ ሕብረተሰብ ዓወት ዓድዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ። እቶም ተጠርጠርቲ ሎሚ መዓልቲ ንራብዓይ ግዘ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሞረትን ጅሩን ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት እንተብፅሕ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ። ሓላፊ ክፍሊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 22 መኻይን ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ብሓባር ዘበርከቱሉ 22 መኻይን ተረኪቡ። ዋና ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ዝተረኸባሉ ዝተፈፀመ እቲ ርኽክብ፥ 12 ሃርድ ቶፕን 10 ፒክ ኣፕ መኻይንን ዘካተተ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣየተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው፣…
ኮሮናቫይረስ ቻይና 100 ሺሕ ክታበት ኮሮና ንቱኒዝያ ክትልግስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና 100 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮና ንሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ቱኒዝያ ንምልጋስ ከምዝወሰነት ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ቱኒዝዚያን ዘሎ ዝፀንሐ ምሕዝነት ብምምልካትን ቱኒዚያ እቲ ለበዳ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ተሓሲቡ ዝተውሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 115 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)115 ዜጋታት ካብ ኦማን ሙስካት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን 12 ዘይሕጋዊ ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክስረዝ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ንብረት ህዝቢን መንግስቲን ዝኾነ ብር 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ካብ…