Fana: At a Speed of Life!

እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ ብመሰረት እዚ፥ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር፣ ኣማራ፣  ሲዳማ፣ ደቡብ ብ/ብ/ሕዝብታትን፣ ሶማሌ ካብ 05 ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ንምዝገባ…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅማ፣ ቀብሪ ደሀር ፣ ወለጋ ፣ ኣርሲን ኮተቤ ሜትሮፖሊታን ዩኒቨርሲቲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሓ ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሐ ልዕሊ…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ሰራዊታ ንተልእኾ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ምውፋራ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ። ኣብ ወፍሪ ምኽባርን…

ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 6 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ኣብ ዝርከቡ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ይከፋፈል ከምዘሎ ድማ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ብተመሳሳሊ እቲ ደገፍ ኣብ…

ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጋጠሙ እዋናዊ ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣማራፂ ሰላም ዝተቐበሉ 436 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ናብ ህዝቦም ክሕወሱ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣማራፂ ሰላም ዝተቐበሉ 436 ኣባላት ኦነግ ሽኔ ናብ ህዝቦም ክሕወሱ ተገይሩ። <span;>እቶም ኣባላት ስልጠና ብምውሳድ ናብ ህዝቢ ክሕወሱ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እቲ ዞብ ኣፍሊጡ።።…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲየን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ከምዝበልኡ፥ ምስተን ዳይሬክተር…

በዓል ዋና ሙለር ሪል ስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ግዕዚይና ክሲ ተመስሪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ልዕሊ በዓል ዋና ሙለር ሪል ስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ግዕዚይና ክሲ መስሪቱ። ላዕላዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ብመጋባእያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝተውሃቦ ክሲ መመስረቲ ሓሙሽተ መዓልታት ውሽጢ ክሲ ከምዝመስረተ…