ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ኣባ ገዳታት ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታት ኣብ ሓደጋ ህልውና ዝወደቐ ብሄራዊ ፓርክ ኣብጃታ ሻላ ዓጋዜን ቆላ ዝቐተለ ሰብ 100 ከፍቲ ወይ ድማ ተመጣጣኒ ካሕሳ ንኽኸፍል ወሲኖም።
እቲ ውሳነ፥ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ዝርከብ እንስሳ ዘገዳም ዓጋዜን ቆላ ስግኣቱ ከምዝንኪ ተገሊፁ።…