ባይቶ ዝተዓፀዋ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ቀፅሪ እቲ ባይቶ ኣብ ዘሎ ናይ ኣትኽልቲ ቦታ ብምዃን ቃለ ማሕለኣ ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፊያሜ ናኦሚ ማታፋፋ፥ ኣብ 20 ዓመት ንፈለማ እዋን ነታ ሃገር ክትመርሕ ዝተመረፀት ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ሰለማዊ ውቅያኖስ እትርከብ ደሴት ሃገር ሳማዋ ኢያ።
ኣብታ ደሴታዊት ሃገር 200 ሽሕ ህዝቢ ጥራሕ'ዩ ዝነብር።
ኣብታ…